ዋሽንግተን —
ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ይካየድ ዘሎ ውግእ ናብ ሱዳን ዝሰገሩ ስደተኛታት፣ ብቫይረስ ኮሮና ዝታሓዙ በዝሖም ይንህር ከምዘሎ ሰራሕተኛታት ረድኤት ኣብ’ዚ ቅነ ኣረጋጊጾም። ትካል ስዱዳት ሕቡራት ሃገራትን ጉጅለ ሜርስይ ኮፕስን ከምዝበልዎ ‘ሰብኣዊ ጥፍኣት ንምውጋድ፣ ህጹጽ ጣልቃ ምእታው ከምዝጠልብ’ ኣተሓሳሲቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓደጋ ኮቪድ 19 ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣሻቃሊ ብርኪ በጺሑ ተባሂሉ