መቐለ —
ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን፡ ብኣባ ገብረመድህን በርሀ ተደሪሰን ዝተኣልያ ክልተ መንፈሳውያን ፊልምታት ንምርኢት ቀሪበን ነይረን።
ኣብ በበይኑ ስራሓት ስነ-ጥበብ ንነዊሕ ዓመታት ዝነጠፉ ኣባ ገብረመድህን፡ እዘን መንፈሳውያን ፊልምታት ነቲ ተሃይስዩ ዘሎ መንፈስ ህዝቢ ኣብ ምብርታዕ ተስፋ ከም ዘለወን ይገልጹ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓደስቲ መንፈሳውያን ፊልምታት ንሓድሽ ርእየትን ተስፋን