መቐለ —
ኣብ ከተማ መቐለ ዝነበሩ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ነታ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ለቂቆም ይወጹ ኔሮም ክብል ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብቲ ቦታ ሓቢሩ።
ነበርቲ’ታ ከተማ ድማ ሓይልታት ትግራይ እናኣተዉ’ዮም ብዝብል በብመንገዱ ሓጎሶም ክገልፁኡ ኣምስዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ንዘይጽሩይ ድምጺ ይቕሬታ ንሓትት!