ሓይሊ ዕማም ጥዕና ኤርትራውያን ኣብ ዲሲን ከባቢኣን ተመስሪቱ

ኣብ ከባቢ ዲሲ ማለት ሜሪላንድ ቨርጂንያን ዲሲ ዝነብሩ ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕናን ቴክኖሎጂን ካልእን ንለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምቅላስ ንምሕጋዝ ግብረ ሓይሊ ዕማም መስሪቶም’ለዉ።

ካብ መንጎ’ቶም መስረቲ ኣስመረት ተወልደን ብንያም ገብረስላሰን ብዛዕብኡ ንሪድዮ ድምፂ ኣሜሪካ መብርሂ ሂቦም’ለዉ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሓይሊ ዕማም ጥዕና ኤርትራውያን ኣብ ዲሲን ከባቢኣን ተመስሪቱ