ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ 178 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኑ ገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ሚኒስትሪ ምክልኻል ቱኒዝያ ሓይሊ ባሕሪ'ታ ሃገር ካብ ሊብያ ተበጊሶም ኣውሮጳ ንምብጻሕ ማእከላይ ባሕሪ የቋርጹ ዝነበሩ 178 ስደተኛታት ምድሓኑ ኣፍሊጡ::
Your browser doesn’t support HTML5