ሓውዜን፡ውግእ ትግራይ ብሓጺሩ ዝዛዘም ከምዘይኮነ መርአያ'ያ ይብል አሶሴይትድ ፕረስ

Your browser doesn’t support HTML5

ከተማ ሓውዜን ካብ ሕዳር ንነዘ ኣርባዕተ ጊዜ ውግእ ዝተካየደላ ከተማ እያ። ኣብ ልዕሊ ትካላታ’ውን ብሕልፊ መባእታዊ ሆስፒታላ ከቢድ ዕንወት፣ ስርቂን ዘረፋን ተፈጺሙዎ እዩ።