ሓረስቶት ዓዲ ግራትን ከባቢኣን እንታይ ይብሉ?

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቀረባ መዓልታት ናብ ዓዲ-ግራት ዝተጉዓዘ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ንእግረ-መገዱ’ውን ንመነባብሮን ኩነታት ሕርሻን ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ወረዳታት ዳህሲሱ ኣሎ። ንሎሚ ኣብ ጫፍ ቦታታት ዓውደ-ውግእ ዝርከቡ ሓረስቶት ኣዘራሪቡ'ሎ።