ደሴ —
ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ‘ሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ትግራይ መጥቃዕቲ ይፍጽም ኣሎ ንዝብል ናይ ህወሓት ክሲ ነጺጎምዎ’ ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ብምዃን ኣብ ክልል ትግራይ መጥቓዕቲ ፈጺሙ ንዝብል ክሲ ነጺጎም