ሓላፊ ረድኤት ሕ/ሃ ንኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ጥምየት ብዝምልከት 'እዘን ናይ ጽዕነት መካይን ኣንቀሳቕስዎን' ክብሉ ተማሕጺኖም

Your browser doesn’t support HTML5

ሓላፊ ረድኤት ሕቡራት ሃገራት ማርቲን ግሪፊትስ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዝጸንሓ ምዕፃው ኣብ ክልል ትግራይ ንዓሰርተ ሚእታዊት ጥራሕ ረድኤት ክባፃሕ ብምግዳድ ኣብቲ ብኵናት ዝተጎድአ ክልል ዓፀቦ ከምዘሎ ገሊፆም።