ልምዓት ፈልሲ ተኽሊ ትግራይ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኲናትን ምትእጕጓል መሰረታዊ ኣገልግሎታትን ነቲ ክግስግስ ዝጸንሐ ምትካል ሓደስቲ ፍልስታት ብኸቢድ ከም ዝጸለዎ ሰብ-መዚ እቲ ክልል ይገልጹ።
ንሓላፊ ሃብቲ ተፈጥሮ እቲ ክልል ብዛዕባ'ዚ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5