'ሉኩሉኩ' ወፍሪ ንመሰል ስደተኛታት ኣፍሪቃ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘርከቡ ስደተኛታት መሰሎም ንክሕለው ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ‘ሉኩሉኩ’ ዝተባህለ ወፍሪ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ጀሚሩ’ሎ። እዚ ኣብ ጋና:ኬንያ: ናይጀርያ: ደቡብ ኣፍሪቃን ሴኔጋልን ኣብ ሕዳር 2017 ዝጀመረ ወፍሪ ብዝምልከት ኣፍልጦ ንምዕባይ ኣብ ዋና ከተማታት እዘን ሃገራት ናይ እግሪ ጉዕዞ አካይዱ ኔሩ። ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተኻየደ እግሪ ጉዕዞ ነዚ ይመስል።