ለውጢ ክሊማ ጠንቂ ሕማማት ዝኾኑ ተጓዳእቲ ባእታታት ከምዘጋድድ ሓድሽ ዝወጸ መጽናዕቲ ይሕብር
Your browser doesn’t support HTML5
ዩኒቨርሲቲ ማንኖሃ -ሃዋይ ዘውጽኦ ሓድሽ መጽናዕቲ ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ዝፍጠሩ ሓደገኛ ባእታታት 58 ሚእታዊት ካብ ኣብ ደቂ ሰባት ዝረኣዩ ጠንቂ ሕማማት ከምዘጋድድ ይሕብር።
Your browser doesn’t support HTML5