ለውጢ ክሊማ ኣብ ቀላይ ጫድ ንዘሎ ቅልውላው የጋድድ ምህላው ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ለውጢ ክሊማ ኣብ ቀላይ ጫድ ንዘሎ ቅልውላው የጋድድ ምህላው ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ሓቢሩ

ለውጢ ኸሊማ ዘስዓቦ ደርቅን ውሕጅን ቀላይ ጫድ ክንእስ ስለ ዝገበሮ ኣብ ተፋሰስ ቀላይ ጫድ ጎንጽን ምምዝባላትን የጋድድ ብምህላዉ ፍታሕ ክግበረሉ የድሊ ክብል ሓደ ጸብጻብ ኣፍሊጡ።

ረፊጂስ ኢንተርናሽናል ዝተባህለ ትካል ተሓላቂ መሰላት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ'ዩ ነዚ መጸዋዕታ ኣቅሪቡ።