ህጻናት ብሰንኪ ስእነት ቀረባት መድሃኒት ግቡእ ክንክን ይረኽቡ የለውን ክብሉ ሓካይም ዓይደር ሆስፒታል ሓቢሮም

Your browser doesn’t support HTML5

ህጻናት ብሰንኪ ስእነት ቀረባት መድሃኒት ግቡእ ክንክን ይረኽቡ የለውን ክብሉ ሓካይም ዓይደር ሆስፒታል ሓቢሮም

ብቐጥታ ኮነ ተዘዋዋሪን በዚ ኲናት ዝተሃርሙ ህጻናት፡ ናብ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ምስ በጽሑ’ውን ብሰንኪ ስእነት ቀረባትን መድሃኒትን ከምቲ ዝግበኦም ክንክን ክረኽቡ ከም ዘይከኣሉ ሓካይም እቲ ሆስፒታል ይጠቕሱ።