ህጻናት ብሰንኪ ስእነት ቀረባት መድሃኒት ግቡእ ክንክን ይረኽቡ የለውን ክብሉ ሓካይም ዓይደር ሆስፒታል ሓቢሮም
Your browser doesn’t support HTML5
ብቐጥታን ተዘዋዋሪን በዚ ኲናት ዝተሃርሙ ህጻናት፡ ናብ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ምስ በጽሑ’ውን ብሰንኪ ስእነት ቀረባትን መድሃኒትን ከምቲ ዝግበኦም ክንክን ክረኽቡ ከም ዘይከኣሉ ሓካይም እቲ ሆስፒታል ይጠቕሱ።
Your browser doesn’t support HTML5