ህዝባዊ ጉባኤ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራሲን ለውጢን ኤርትራ

Your browser doesn’t support HTML5

ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራሲን ለውጢን ኤርትራ ዝተባህለ ውድብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ አናሀይም ካሊፎንያ ‘ይኣክል” ብዝብል መሪሕ ቃል ህዝባዊ ጉባኤ አካይዱ ኔሩ። ቀንዲ ዕላማ ‘ቲ ጉባኤ ብዝምልከት ሓደ ካብ አተሓባበርቲ’ቲ ጉባኤ ንዝኾኑ ኣቶ ተክሊት ወ/ሚካኤል ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ካሊፎንያ ኣዘራሪብዎም ኣሎ።