ህዝባዊ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ መቐለ
Your browser doesn’t support HTML5
ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ጎደና ህዝባዊ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ትማሊ ሰንበት ተጀሚሩ። እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (ማስ ስፖርት) ንሕውየት እቲ ካብ ኲናት ዝወፅእ ዘሎ ሕብረትሰብ ዘለዎ ኣገዳስነትን ብምግንዛብ፡ ኣካየድቲን ተሳተፍቲን ናብ ካልኦት ከተማታት ክልል ትግራይ’ውን ክዝርጋሕ ይጽውዑ ኣለዉ።