ሎስ ኣንጀለስ —
ናይ ኤርትራ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ለውጢ ንዲሞክራሲ ‘ይአኽል’ ብዝብል ቴማ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምቅዋም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ አናሂም ካሊፎንያ ህዝባዊ መድረኽ ምይይጥ አዳልዩ ኔሩ።
ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል
ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ከተማ ሎስ አልጀለስ ንሓደ ካብ አዳለወቲ’ቲ መድረኽ ዝኾኑ ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል ካብ ሎስ አንጀለስ ኦሬንጅ ካውንቲን ንብዙሕ ዓመታት ሓላፊ ማእከል ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኮይኖም ዝሰርሑ ደጋፊ መንግስቲ ኤርትራ ኣቶ ሳህለ ገብረማርያም ኣዘራሪቡ’ሎ።
ኣቶ ሳሕለ ገብረማርያም
Your browser doesn’t support HTML5
ህዝባዊ መድረኽ ምይይጥ ናይ ኤርትራ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ለውጢ ንዲሞክራሲ