ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ጋዜጠኛታት ድምጺ ኣሜሪካ አብ አዲስ አበባ

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝርከቡ ወከልቱ ኣብ አዲስ አበባ ስልጠና ይህብ ኣሎ።

ኣብዚ ስልጠና ካብ ዝሳተፉ ዘለው ሰለስተ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ እዮም።

ብርሃነ በርሀ ካብ ኣስመራ፡ አለም ፍሰሃን ሙልጌታ ኣጽብሃን ድማ ካብ ከተማ መቐለ እዮም።

ብዛዕባ’ቲ ንመጀመርያ ጊዜ ክራኸቡ ከለው ዝነበረ ስምዒትን ብዛዕባ’ቲ ስልጠናን ብዝምልከት ኣብዚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ አጋይሽ ኮይኖም ቀሪቦም ኣለው።

ምስ ጋዜጠኛታት ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ጋዜጠኛታት ድምጺ ኣሜሪካ አብ አዲስ አበባ