ህዝቢ ምስ ህዝቢ -ቃለ ምልልስ ኣብ ኣብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ስምምዕ ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ፧ኣብ ክልል ትግራይ እንታይ ይፍፀም ኣሎ፧ምስ ምውፃእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይን ምፍታሕ ከበድቲ ኣፅዋር ሓይልታት ትግራይን ዘሎ ኩነታት እንታይ እዩ፧ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ እንታይ ክግበር ኣለዎ፧ ኣብ ዝብሉን ካልኦት ነጥብታት ዶክተር ፅጋቡ ኣስመላሽን ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።