ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ፅባሕ ክካየድ እዩ
Your browser doesn’t support HTML5
እዚ ልዕሊ 2.3 ሚልዮን መረፅቲ ዝተመዝገብሉ ምርጫ ብሰላማዊ መንገዲ ክዛዘም ምምሕዳር ዞባ ሲዳማ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊፁ::
ፅባሕ ንዝካየድ ምርጫ መረፅትን ኣፈፀምቲ ምርጫን ድልውነቶም ርእይቶኦምን ሂቦም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5