ይርጋአለም፡ ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ሎሚ ተኻይዱ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዞባ ሲዳማ ክልል ንምኳን ብዝቐረበ ሕቶ መሰረት እዩ እቲ ህዝበ ውሳነ ዝተኻየደ::
ሎሚ ኣብ ከተማ ይርጋለም ዝተኻየደ ህዝበ ውሳነ ዝነበረ ከይዲ እዚ ይመስል ኔሩ።
Your browser doesn’t support HTML5