ህሉዊ ኵነታት ትግራይ ብዝተፈላለየ መንጸር

  • በትረ ስልጣን

ድሕሪ ምስሓብ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እቲ ዝቕጽል ምዕራፍ‘ከ እንታይ‘ዩ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ክዛተዩ በብይኖም ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና።

ኣብዚ ናይ ሎሚ ቀዳም መደብና ንኣቐዲሙ ዲፕሎማት ኢትዮጵያ ዝነበረን ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተመስረተ ልፍንቲ በብይኖም ተቓውሞ ሰልፍታት ኢትዮጵያ‘ውን ካብቶም መስረትቲን ወደብንቲን ዝነበረ ዮሃንስ ኣብርሃ ካብ ካናዳ‘ዩ። ካልኣይ ጋሻና ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ካብ ኣዲስ ኣበባ‘ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም