ኣስመራ —
ሎሚ 28 ነሓሰ ኣብ ዝተካየደ ናይ ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ናይ ፍርቂ ፍጻመ ግጥም ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኬንያን ናብ ፍጻመ ክሓልፋ ከለዋ ሩዋንዳን ብሩንድን ተሳዒረን።
Your browser doesn’t support HTML5
ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኬንያን ናይ ፍርቂ ፍጻመ ሴካፋ ሓሊፈን