ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ምስ ታንዛንያ ዘካየደቶ ግጥም 1ብ 0 ተዓዊታ

Your browser doesn’t support HTML5

ሃገራዊት ጋንታ ኩ/እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት ምስ መዘንኣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ታንዛንያ ትማሊ ሰንበት 31 መጋቢት ኣብ ስታዲዮም ኣስመራ ኣብ ዝገበረቶ ምሕዝነታዊ ግጥም ፡ተጻዋታይ ስምኦን ኣስመላሽ ድሕሪ ዕረፍቲ ብዘቑጸራ ሸቶ 1ብ 0 ተዓዊታ።