ሃገራዊ ፌስቲቫል ኤርትራ 2018 ተኸፊቱ

Your browser doesn’t support HTML5

ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ “ሰላም ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ ሎሚ 31 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ- ኣስመራ ብፕረዚደንት ኢሳያይስ ኣፈወርቂ ብወግዒ ተኸፊቱ።