ኣስመራ —
ሃገራዊ ማሕበር ተማሃሮን መንእሰያትን ኤርትራ(ሃማመተኤ) ክሳብ ንኡሳን ዞባታት ዝዝርጋሕ ኮሚተ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣቑሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ።
መንእሰያት ብማሕበርን ውልቅን ተወዲቦም ፡ህዝቢ ኣብ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ግንዛበ ዘዕብዩ ዝተፈላለዩ ጎስጓሳትን ኣስተምህሮን ካልእ ዓይነታዊ ሓገዛትን ይገብሩ ከምዘለዉ ኣባላት’ታ ኮሚተ ተዛሪቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ(ሃማመተኤ) ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተፈለለዩ ንጥፈታት የከይድ ከምዘሎ ገሊጹ