ሃገራዊ ማሕበር ስነ-ኣእምሮኣውን ምዕባላውን ስንክልና ኤርትራ ጸገማት ናይ ስንኩልን ቆልዑ ኣብ ምፍታሕ ዓቢ ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባላውን ስንክልና ኤርትራ ንመሰልን ረብሓን ኣእምሮኣውን ምዕባላውን ስንክልና ዘለዎም ቖልዑ ዝሓሸ መነባብሮን ሂወትን ንከመርሑን መጻኢኦም ዝጣጥሐ ንክኸውን ብግዱሳት ወለዲ ዝቖመ ብሕታዊ ማሕበር ከምዝኾነ ኣብ መንበር ናይ’ቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃነ በኹረጼን ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ።