ሃይማኖታዊ በዓል ‘ሕዳር ፅዮን’ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣክሱም ተኸቢሩ

ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ክሰፍን ፀሎትን ምህለላን ክግበር ይግባእ ኢሎም::

እቶም ፓትሪያሪክ እዚ ዝበሉ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ትማሊ ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን እዩ::

በዓል ሕዳር ፅዮን ትማሊ ኣብ ከተማ ኣክሱም ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝመጹ ሰዓብቲ እምነት ክርስትናን በጻሕትን ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ ተባዒሉ::

Your browser doesn’t support HTML5

ሃይማኖታዊ በዓል ‘ሕዳር ፅዮን’ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣክሱም ተኸቢሩ

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሃይማኖታዊ በዓል ‘ሕዳር ፅዮን’ ትማሊ ኣብ ከተማ ኣክሱም ተኸቢሩ