ሃንቀውታ ንሰላም

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ሰላም ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሪሕነት ክልል ትግራይን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየደሉ እዋን፡ ትጽቢትን ተስፋን ነበርቲ ከተማ መቐለ ካብዚ ዘተ ተወኪስና ኣሎና። እዚ ቃለ-መጠየቕ ቅድሚ’ቲ ዘተ ምጅማሩ ዝተመልአ’ዩ።