ሁማን ራይትስ ዎች ኣብ ናይ ኣክሱም 'ጭፍጨፋ' ዘውጽኦ ሪፖርት

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ተሓላቒ መሰላት ሁማን ራይትስ ዋች፡ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ኣክሱም ክሳብ 13 ዓመት ዕድመ ዝርከቡ ቆልዑ ኸይተረፈ ዝርከብዎም ብዙሓት ሲቪላት ጨፍጪፎም ኢሉ።

ሁማን ራይትስ ዋች እቲ ጭፍጨፋ ዝተፈጸመ፡ ምልሻ ትግራይን ነበርቲ`ታ ከተማን ነቶም ሓይልታት ኤርትራ ድሕሪ ምጥቕዖም`ዩ ይብል ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓቅነት ግህሰት ኣክሱም ባዕለይ ከጻርዮ`የ ንገበነኛታት ድማ ናብ ፍትሒ ከቕርብ`የ ክብል ከሎ፡ መንግስቲ ኤርትራ ድማ፡ ኣብ ጭፍጨፋ ማይካድራ ተሳቲፎም ናብ መዓስከር ስደተኛታት ዝሃደሙ ኣባላት ህወሃት ሓቀኛ ምስክራት ክኾኑ ኣይክእሉን ዝብል መልእኽቲ ዝሓዘ ምላሽ ብሚንስተር ዜናኡ ጌሩ ሂቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሁማን ራይትስ ዎች ኣብ ናይ ኣክሱም 'ጭፍጨፋ' ዘውጽኦ ሪፖርት