ዛምብያ፡ ትካላት ህንጸት ቻይና ንናይቲ ሃገር ትካላት ብኣሉታ ይጸልው

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ዛምብያ፡ ትካላት ህንጸት ቻይና ንናይቲ ሃገር ትካላት ብኣሉታ ይጸልው

ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ዛምቢያ፡ ኩባንያታት ቻይና እንኮላይ ንወደባት እታ ሃገር ገቢተን’የን። ሕጂ ግን ኣብ ስራሓት ዘቤታዊ ህንጻታት’ውን ደቀባት ንዓብላልነት ቻይና ክዳረጉ ከም ዘይከኣሉ ይገልጹ።