ዛምብያ፡ ትካላት ህንጸት ቻይና ንናይቲ ሃገር ትካላት ብኣሉታ ይጸልዉ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ዛምቢያ፡ ኩባንያታት ቻይና እንኮላይ ንወደባት እታ ሃገር ገቢተን’የን። ሕጂ ግን ኣብ ስራሓት ዘቤታዊ ህንጻታት’ውን ደቀባት ንዓብላልነት ቻይና ክዳረጉ ከም ዘይከኣሉ ይገልጹ።