ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ዩቱብ ብዝተኻየደ መጥቓዕቲ ተኹሲ 3 ሰባት ቆሲሎም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ዩቱብ ብዝተኻየደ መጥቓዕቲ ተኹሲ 3 ሰባት ቆሲሎም

ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ከተማ ሳን ፍራንሲስኮ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ዩቱብ ብዝኸፈተቶ ተኹሲ ሰለስተ ሰባት ክቆስሉ ከለው ንገዛእ ርእሳ ምቕታላ ተፈሊጡ’ሎ።

ፖሊስ መንነት ነቲ መጥቓዕቲ ዝፈጸመት ውልቀሰብ ኾነ ምክን ያት እቲ መጥቓዕቲ ኣይሓበሩን።

እንተኾነ ግን መሓውራት ዜና እታ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ኣፍደገ እቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ሰባት ናይ ተኹሲ መጥቓዕቲ ምፍጻማ ሓቢሮም።