ኣብ እንዳ ገሬ እሙን፡ ጻንሖት ምስ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን

Your browser doesn’t support HTML5

“ገሬ እሙን” ዝተሰምየት ፈለማ ኣብ መስኮት ቴለቪዥን ድምፂ ወያነ፡ ጸኒሓ ድማ መርበብ ዩትዩብ፡ ኣብ እትዝርጋሕ ተኸታተሊት ኮመዲያዊት ድራማ፡ ምስ ኲናት ትግራይ ኣቋሪጻ እኳ እንተ ነበረት፡ ሕጂ’ውን ቀጺላ ክሳብ ሕጂ 171 ክፋላት በጺሓ ኣላ። ንሎሚ እምበኣር ኣባላት እዛ ብዙሕ ሰዓብቲ ዘለዋ ድራማ መሪሕ ተራ ዝጻወቱ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ኣጋዪሽና ጌርናዮም ኣለና።