ስእነት ስራሕ መንእሰያት ክልል ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ 60 ሚእታዊት ካብ መናእሰይ’ቲ ክልል ስራሕ ዘይብሎም ምዃኖም ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ  ኣይተ ሓይሽ ስባጋድስ  ገሊፆም። ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ንምፍጣር ዝግበር ፃዕሪ እኳ እንተሃለወ በቲ ክሳብ ሕጂ ዝተዓመ ግን ዕግበት ከምዘይብሎም ኣይተ ሓይሽ ወሲኾም ይሕብሩ።