ኣእዳው ዘይብሉ ኢደ ጥበባዊ መንእሰይ

  • ግርማይ ገብሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣእዳው ዘይብሉ ኢደ ጥበባዊ መንእሰይ

ኣብ ትግራይ ከተማ ሃገረሰላም ዝነብር መንእሰይ ሃይልሽ ገብረስላሰ ክልተ ኣእዳው ዘይብሉ፣ ኣብ ኣእጋሩ እውን ከቢድ ፀገም ዘለዎ ኮይኑ እዩ ተፈጢሩ፡፡

ይኹን ደአ እምበር ኣካለይ ጐዲሉ ብምባል ኣእዳዉን ኣእጋሩን ኣጣሚሩ ኮፍ ኣይበለን፡፡ ናይ ባዕሉ መስርሒ ውፅኢት ሓፂነመፂን ከፊቱ ይሰርሕ'ሎ፡፡

ዝለዓለ ወነን ድልየትን ስራሕ እኳ እንተሃለዎ ድሑር መሳርሒ ስለዝጥቀም ዘሎ ካብዚ ንላዕሊ ኣፍራያይ ንምዃን ዘበናዊ መሳርሒ ሓፂነመፂን ከምዘድልዮ ሃይልሽ ይገልፅ፡፡

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣእዳው ዘይብሉ ኢደ ጥበባዊ መንእሰይ