ከያኒት ማህሌት ኣብ ፅርየትን ምትካል ፈልስን ትነጥፍ

  • ግርማይ ገብሩ

ከያኒት ማህሌት ገብረጊዮርጊስ

ከያኒት ማህሌት ገብረገርግስ ኣብ ከተማ መቐለ ወፍሪ ጽርየትን ምትካል ፈልስን ኣካይዳ ኣላ::

ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መንእሰያት ብሓባር ንምስራሕ ድማ ድልውቲ ምዃና ትገልፅ::

ማህሌት መበገሲኣ እንትትዛረብ ናብዚ ብርኪ እዚ ንዘብፀሐኒ ህዝቢ ክብሪ ንምግላፅ ሓሲባ ዝገበረቶ ወፍሪ ልምዓት እዩ ትብል ::

መንእሰያት ከተማታትና ክነፅርይ ይግባእ፤ ነዚ ድማ መርአያ ክኸውን ይግበአኒ ትብል::

Your browser doesn’t support HTML5

ከያኒት ማህሌት ኣብ ፅርየትን ምትካል ፈልስን ትነጥፍ

ማህሌት ብጥዑም ድምፃ ትልለን ዛጊድ ሓንቲ ካሴት ሙዚቃ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ዘቕረበትን ከያኒት ምዃና ይፍለጥ::

ምስ ከያኒት ማህሌት ዝተኻይደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ከያኒት ማህሌት ኣብ ጽርየትን ምትካል ፈልሲን ትነጥፍ