መንእሰያት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራዊ ምርጫ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መንእሰያት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራዊ ምርጫ

ብሰንኪ ዘለዎም ትሑት ውክልናን ቁፅሪን ኣብቲ ሎሚ ረቡዕ 29 ግንቦት 2024 ዝካየድ ዘሎ ሓፈሻዊ ምርጫ ደቡብ ኣፍሪቃ ቁጽሪ ድምጺ ንምሃብ ዝተመዝገበ ምውሳኹን ዝተተባብዑ መንእሰያት ደቡብ ኣፍሪቃዊያን ኣብቲ ፖለቲካዊ ባይታ'ታ ሃገር ንምስታፍ ወሲኖም እዮም።

ኢርፋን ማንጌራ አብ ኣውራጃ ጋውተንግ መንበር ሓጋጊ አካል ንምርካብ ዝወዳደር ዘሎ መንእሰይ'ዩ። ወፍሪ ምርጫኡ ንዘጋጠመ ፖለቲካዊ ውድቀት ንምዕራይ ኣብ መድመፅቲ ሕጊ ዘተኾረ'ዩ።