ዝኽሪ 50-ዓመት ምርካብ ኣሰር ህይወት ሉሲ
Your browser doesn’t support HTML5
ብጥንታዊነታ ቅድሚት እትስራዕ ኣሰረ-ህይወት /Fossil/ ሉሲ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ካብ እትርከብ 15 ሕዳር 2017 ዓ\ም 50 ዓመት ኣቑፂራ ኣላ። 3.2 ሚሊዮን ዓመት ዘቑፀረት ሉሲ( ድንቅነሽ) ንዝረኸባ ተመራማራይ ፕሮፌሰር ዶናልድ ጆሃንሰን ጋሻ ጌርና ዓዲምናዮ ኣለና።