ያያ ቱረ ንሓሙሻይ ግዜ ብሉጽ ስፖርታዊ ኣፍሪቃ ክኸውን ይቀላቐል

Your browser doesn’t support HTML5

ያያ ቱረ ሓደ ካብ ክቡራት ኣስማት ኣብ ዓውዲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃዩ። ኮኾብ ተጻዋታይ ብሓርማዝ ማለት The Elephant እትፍለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኣይቮሪኮስትን እንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድን ዝኾነ ያያ ቱረ : ስሙ ብሉጽ ስፖርታዊ ኣፍሪቃ 2015 ንክኾኑ ኣስማቶም ምስ ዝተረቑሑ ስፖርታውያን ተጠቒሱ ይርከብ።