ኣብ ዓለማዊ መዓልቲ መንእሰያት፡ ኣፍሪቃውያን መንእሰያት መራሕቲ እንታይ ይብሉ

ቤተለሄም እምባየን፡ በተለሄም ኪሮስን ይብሃላ።

ኣብ`ቲ ማንደላ ዋሺንግተን ፈሎውሺፕ ዝብሃል ብፕረሲደንት ኦባማ ዝተበገሰ ፕሮግራም ንኤርትራን ኢትዮጵያን ወኪሎም ካብ ዝመጹ መንእሰያት`የን።

ቤተለሄም እምባየ፡ ኣብ ኣስመራ ቤት ስራሕ ጸጉሪ ብምኽፋት፡ ኣብኡ መጺኤን ብዝኸፍትኦ ናይ ዕላል መድረኽ ተጠቒመን፡ መስል ደቀንስትዮ ዝኽበረሉ መንገዲ ተጣጥሕ።

ቤተለሄም ኪሮስ ድማ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ናይ ጎደና ተመሓደርቲ ብምሕጋዝ ድኽነት ኣብ ምውጋእ እጃማ ክተበርክት ትቃለስ።

ንጥፈታተንን መጻኢ ዕላማታተን ንቪኦኤ ኣካፊለን ኣለዋ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዓለማዊ መዓልቲ መንእሰያት፡ ኣፍሪቃውያን መንእሰያት መራሕቲ እንታይ ይብሉ