ጽልኢ ዘይደቂ-ሃገር ዳግም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ምርኣዩ ተሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ዘኖፊብያ ማለት ኣብ ልዕሊ ዘይ-ደቂ-ዓዲ ዝበሃሉ ዝግበር መጥቃዕቲ ዳግም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክረአ ጀሚሩ`ሎ ። ኣብ`ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ብናይጀርያውያን ብኢትዮጵያውያን ብሶማሊያውያን ከምኡ ብፓኪስታናውያንን ካልኦትን ዝውነኑ ኣብያተ-ንግዲ ዝተፈጸሙ መጥቃዕትታት ኣብ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ደወል ደዊሉ`ሎ፡ ካብ መንግስቲ ግን ብዙሕ ትኹረት ኣይረኸበን ፖሊስ`ውን ዝኣሰሮ የለን ።