"ዓለም ኣብ ግጭት ንዝተቐርቀሩ ሰላማዊያን ሰባት ክትከካኸል ኣይከኣለትን" ሕ/ሃ

Your browser doesn’t support HTML5

ዓለም ነቶም ኣብ መንጎ ኲናት ዝተቀርቀሩ ሰላማውያን ሰባት ካብ ጉድኣት ክትከላኸለሎም ዘለዋ ሓላፍነት ዘይምፍጻማ "እቲ ዘሕዝን ሓቂ'ዩ" ክብሉ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጉተረስ ትማሊ ሰሉስ ገሊጾሞ። እቶም ዋና ጸሓፊ ሃገራት ንሕጊ ኲናት ከኽብራ ጸዊዖም'ለዉ።