ዓለምለኸ መዓልቲ ኤይድስ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብዚ ሕጂ እዋን 14 ሚልዮን ሰባት ምስ ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ይነብሩ። ካብዚኦም 40 ሚእታዊት ብዛዕባ ኩነታቶም አፍልጦ የብሎምን ንምኽያድ'ውን ዝተጸገሙ እዮም። እዚ ጸገም’ዚ ድማ ኣብ ምኽልኻልን ምብዳህን እቲ ሕማም ብድሆ ምፍጣሩን ከምኡ ‘ውን ኣንታይረትሮቫይራል መድሃኒት ኣብ ምርኻብ ጸገም ይፈጥር ከምዘሎ ሰብ ሞያ ካብ ዓለም ለኸ ውድብ ጥዕና ይሕብሩ።