ኣብ ኤርትራ መልከፍቲ ሕማም ኤይድስ ትሕቲ ሓደ ሚእታዊት ከምዝወረደ ተሓቢሩ

ሃገራዊ ማሕበር ብድሆ ኤርትራ

ኣብ ኤርትራ ለበዳ ሕማም ኤይድስ ንምግታእ ብዝተገብረ ጎስጓስን ጻዕርን መልከፍቲ ናይቲ ሕማምን ካብ ኣደ ናብ ዕሸል ናይ ምትሕልላፍን ቁጽሪ ትሕቲ ሓደ ሚእታዊት ከም ዝወረደ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ምክልኻል ኤይድስን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል ሓቢራ።

ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ምክልኻል ኤይድስን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል

ሃገራዊ ማሕበር ብድሆ ኤርትራ ምስ ኤች ኣይቪ ዝነብሩን በቲ ሕማም ንዝተተንከፉን ልዕሊ 5 ሽሕ ኣባላቱ ሓገዝን ስልጠናን ከምዝህቡ ኣቦ መንበር ናይቲ ማሕበር ኣቶ ገብረሂወት ግርማይ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኤርትራ መልከፍቲ ሕማም ኤይድስ ትሕቲ ሓደ ሚእታዊት ከምዝወረደ ተሓቢሩ