መርበብ ሓበሬታንን ብሎግን ከምኡ እውን ዩቱብ መዘራረቢ ዛዕባ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

  • ገብረ ገብረመድህን

ክኢላታት ሶፍትዌር ኮምፒተር ኣቶ ጌታቸው ገብረፃዲቕን ኣቶ ሰመረ ርእሶምን ኣብ መንጎ መርበብ ሓብሬታን ብሎገርን ዘሎ ኣፈላላያት፡ተጠቀምቲ መርበብ ሓበሬታን ኢንተርኔትን ብዛዕባ ክገብሩዎም ጥንቃቐታት ከምኡ እውን ብዛዕባ ዩቱብ ሙያዊ መብርሂ ሂቦሚ ኣለው።

Your browser doesn’t support HTML5

መርበብ ሓበሬታ፣ብሎገርን ዩንቱብን 1ይ ኽፋል