ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን

Your browser doesn’t support HTML5

በዓል ኣሸንዳ ካብ 16 ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ብባህላዊ ትሕዝቶታቱ ማዕሪጉ ይኽበር ኣሎ።እዚ በዓል ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ ምብቕዑ ንፈለማ እዋን እዩ ዝኽበር ዘሎ: ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ብማሕበረሰብ ትግራይ ዝተዳለወ በዓል ኣሸንዳ ነዚ ይመስል ኔሩ።