ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከቢድ ተኹሲ ከምዝነበረ ሓረስቶት ንቪኦኤ ገሊጾም

  • ግርማይ ገብሩ

Tsorona

መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን መጥቃዕቲ ብምኽፋት ኣብ ዝካሰሳሉ ዘለዋ እዋን፡ ነበርቲ ዛላምበሳን ገርሁ-ስርናይን፡ ድምጺ ኸቢድ ብረት ከምዝንበረን፡ ዋጋ መጓዓዝያ ክኸብር ከምዝገበረን ኣብ መቐለ ንዝርከብ ወኪል ቪኦኤ ግርማይ ገብሩ ገሊጾም።

እቲ ተኹሲ ሎሚ ንግሆ`ውን ሓሓሊፉ ይስማዕ ከምዝነበረን፡ ኣብ`ዚ ሰዓት`ዚ ግን ከምዝሃደአ ነበርቲ ገሊጾም ኣለዉ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከቢድ ተኹሲ ከምዝነበረ ሓረስቶት ንቪኦኤ ገሊጾም