ሕፁያት ምኽትል ፕረዚደንታት ኣመሪካ ፈላማይ ክትዕ ከካይዱ'ዮም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ምርጫ ኣመሪካ ምኽትል ፕረዚደንታዊ ሕፁይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ጀይ ዲ ቨንስን ሕጹይ ዲሞክራሲያዊያን ቲም ዎልስን ሎሚ ሰሉስ 1 ጥቅምቲ 2024 ፈላማይን እንኮን ክትዕ ከካይዱ እዮም።